Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ሜላ ህይወት (Life skill)
€19.99
እዛ ብቑጡብ ቃላት ግን ከኣ ብኣዝዩ ውሕሉል ኣገላልጻ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ፡ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ብነብሲ ወከፍ ስብን ነብሲ ወከፍ ስድራን ዝጽሎ ምዕባለ ሕብረተሰብን ሃገርን ኣበርክቶ ከምዝህልዋ ኣይጠራጠርን፡፡
ኣብ ምምጻእ ባህራዊ ለውጢ፡ ከም ፍቱን ስራይ ኮይነን የገልግላ ንዘለዋ ቀንዲ ቀንዲ ሓሳባት ናይ “ ሜላ ህይወት` ከም መበገሲ ጌራ ዝተዳለወት መጽሓፍ ያሞ፡ ኩሉ ሰብ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ተረባሕታ
ኩሉ ሰብ፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ኣምራት “ሜላ ህይወት“ ንክመሃሩ ዕድል ዘይረኸቡ ኣባላት ሕብረተሰበክረብሑላ ተባሂሉ፡ ዓበይቲ ናይ ስነ-ልቦና ምሁራት ብዘፈልፈልዎም ሓሳባት ተመላኪን ዝተዳለት ምጽሓፍ`ያ፡፡
Additional information
| Publisher ጸሓፊ/ት | ብመም- ዮናስ ሃብት |
|---|---|
| Pages ገጻት | 93 |
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

Reviews
There are no reviews yet.