Skip to content Skip to footer

ናይ ሕጂ ሓይሊ

19.99

ገለ ካብ መጽሓፍ

ኣብ ሕሉፍ ተፈጺሙ ዝፈልጥ የልቦን: ኣብ ሕጂ እዩ ተፈጺሙ። ብዛዕባ ሕሉፍ እትሓስቦ ከም ኣብ ኣእምሮ ናይ ቅድም ሕጂ ዝተኸዘነ ኣሰር ዝኽሪ እዩ። ንሕሉፍ ክትዝክር ከሎኻ ንኣሰር ዝኽሪ ዳግማይ ተበራብር- ሕጂ ኢኻ ድማ ትገብሮ። እቲ መጻኢ ናይ ኣእምሮ ግምት ኣብ ሓሳብ ዘሎ ሕጂ እዩ። እቲ መጻኢ ክመጽእ እንከሎ ከም ሕጂ እዩ ዝመጽእ። ብዛዕባ መጻኢ ክትሓስብ እንከሎኻ ሕጂ ኢኻ ትገብሮ። ሕሉፍን መጻኢን ናቶም ክውንነት ከምዘይብሎም ግሉጽ እዩ። ልክዕ ከም’ቲ ወርሒ ናታ ብርሃን ዘይብላ ግን’ከ ጸሓይ ብርሃን እተንጸባርቕ ከምኡ እውን ሕሉፍን መጻኢን ሃሳስ ነጸብራቕ ብርሃን ሓይሊን ክውንነትን ናይ ዘልኣለማዊ ህልው እዋን እዮም። ክውንነቶም ካብ ሕጂ እተለቅሕዎ እዩ።

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

ኤክሃርት፣ቶለ ትርጉም፣ ነጋሸ አስፍሃ

Published እተሓትመቱሉ

2023

Pages ገጻት

206

Category: Product ID: 19829

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.