Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ስነ-ልቦና ገዛእ ርእስኻ
€19.99
- ሰባት መብዝሕትኡ ግዜ ዘይርትዓውያን፣ዘይሰነሞጎታዉያንን ርእሱምእኩላትን ኢዮም።የግዳስ፣ ይቕረ በለሎም።
- ሕያዋይ እንተኬንካ ሰባት ሰሱዕ ምኻንካን ሕብእ ኣጀንዳ ከም ዘለካ ጌሮም ይጥቁኑኻ ይኾኑ። የግዳሰ፣ሕያዋይ ኩን።
- እንተተዓዊትካ ሓቀናታትን ምስሉያትን ኣዕሩኽ ክዓስሉኻዮም። የግዳስ፣ ተዓወት ደኣ።
- ቅኑዕን ግሉጽን እንተኼንካ ሰባት የታልሉኻ ይኻኑ። የግዳስ ቅኑዕን ግሉጽን ኩን።
Additional information
| Publisher ጸሓፊ/ት | ብ ምሉእብርሃን ሃብተገብሪኤል |
|---|---|
| Pages ገጻት | 116 |
| Published እተሓትመቱሉ | 2007 |
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

Reviews
There are no reviews yet.