Skip to content Skip to footer

22.99

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

የማነ ኣብርሃ

Published እተሓትመቱሉ

2022

Pages ገጻት

289

Category: Product ID: 19855

Description

 

 

  • መራግእቲ ማለት ዝረገአ ጸባ ኾይኑ፣ ብውሑድ ዓቐን ናብ ሓድሽ ጸባ ዝሕወስ እዩ።
  • ናይ መራግእቲ ቐንዲ ረብሓ ድማ እቲ ሓድሽ ጸባ ኣብ ሓጺር ግዜ ቐልጢፉ ክረግእን ኣብ መዓላ ክውዕልን ምግባር እዩ።
  • ረጊኡ ካብ ዝተሓቖነ ጸባ ብራሕ (ሕቋን)፣ ጠስሚ፣ ማይጨባን ኣጅቦን ከም እንረክብ ንፈልጥ ኢና።
  • ብተመሳሳሊ መገዲ፣ እዚ “መራግእቲ” ብዝብል ኣርእስቲ ተዳልዩ ቐሪቡ ዘሎ መጽሓፍ’ውን ነቲ ፈጣሪ ዝሃበናን ኣብ ውሽጢ ነፍሲወከፍና ዝርከብን ዕቑር ተፈጥሮኣዊ ዓቕምናን ፍሉይ ተውህቦናን ብዕምቈት ከም እነስተውዕሎ ብምግባር፣ ኣብ ህይወትና ቅልጡፍ ውጽኢት ምእንቲ ከነመዝግብ ልዑል ድርኺት ዝፈጥር እዩ።

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.