Skip to content Skip to footer

ሰብ ሰሉስ

20.99

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

ድርሰት ብሚች ኣልቦም ትርጒም ሞጐስ ዑቕባሚካኤል ብርሃን

Pages ገጻት

272

Description

  • መጽሓፍ ሰብ-ሰሉስ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ናብ ትግርኛ እተተርጎመት ኮይና ብዛዕባ ሓደ ብኽቢድ ሕማም ግዜ ሞቱ ዝቐረበ ፕሮፌሰር ምስ ናይ ቀደም ተመሃራዩ ዝገብሮ ዕላል እተዘንቱ እያ። ሰብ-ሰሉስ ኣብ ህይወትና ንጹር መብርሂታት ክህልዉና ብዛዕባ ንደልዮም ዛዕባታት ማለት- ነብሰ ድንጋጸ፡ እርጋን፡ጣዕሳ፡ስድራ፡ገንዘብ፡ፍቕሪን ይቅረ ምብህሃልን ትድህስስ። መንእሰያት ክንገብር ዘይንኽእለሉ እዋን ቅድሚ ምርካቡ ክንገብሮ ብዛዕባ ዝግባኣና ከሙኡውን ብዕድመ ዝዓበና በታ ተሪፋትና ዘላ ግዜ ብኸመይ ትርጉም ዘለዎ ህይወት ክንመርሕ ከምንኽእል እናዛነየት ተረዳኣናን ተተባብዓናን መጽሓፍ እያ። ብዝሒ ገጽ 273 ዓቐን መጽሓፍ 11 ሰ.ሜ. ብ 16 ሰ.ሜ. ተርጓሚ ጋዜጠኛን ናይ ሕጊ ሙሁርን ሞጎስ ዑቕባሚካኤል ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣብ ስደት ዝነብር ዘሎ ኤርትራዊ ጸሓፋይ እዩ።

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.