Skip to content Skip to footer

ንፋለጥ ዲና ናይ ፍቁራት ጸወታ

12.99

Additional information

Category: Product ID: 20364

Description

  • ከም ሕብረተሰብ ቡዙሕ ንዘራረብን ስምዒታትና ንገልጽ ዓይነት ሰባትን ኣይኮናን፣ እዚ ዘስዓቦ ድማ ምስ ኣፍቀርትና ወይ መጻምድትና  ዘለና ጥቡቅ ዝምድና ከነስተኻኽልን ከነደልድልን ኣይካኣልናን። ነዚ ብምርዳእ ኢና ድማ እዛ ንፋለጥ ዲና እትብል ጸወታ ክንምህዛ ዝተገደድና።  እዛ ጌም መጻምድትና  ኣጥዒና ክንፈልጥን ክንርዳእን እንዳዛነየት ክትምህረና እያ።

 

  • ከምኡ ውን ኣብዚ እዋን ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ተኽእሎታት ናይ ቡን ወግዕናን ከም መጻምዲ ሓቢርካ ናይ ምስሓቕ ልምድናን ባይታ ዘቢጡ’ዩ ዝርከብ፡ ስለዚ እምብኣር ምስ መጻምድትና ይኣኻኽብ’ዩ ዝበልናዮ ጸወታ ብምውናን ሞባይልኩምን ቴለቭዥንኩምን ብምጥፋእ ከም ፍቅቑራት ሓቢርኩም ተዛነይሉን ዝምድናኹም ኣደልድሉን።

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.