Skip to content Skip to footer

ሃሪ ፖተር

19.99

  • ገላ ብዛዕባ መጽሓፍ
  • ሃሪ ፖተር፡ እታ እምነ-ተኣምራት #ሃሪፖተርብትግርኛ ቀዳመይቲ ካብ ተኸታተልቲ መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር፡ ብ Harry Potter and the Philosopher’s Stone ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብ ብሪጣንያ ብትካል ብሉምስበሪ ኣብ 1997፡ ኣብ ኣመሪካ ድማ ብኮርፖረሽን ስኮላስቲክ ኣብ 1998 ተሓቲማ። እዛ መጽሓፍ ንዝበዝሐ ናይ ብሪጣንያን ኣመሪካን ስልማታት ተዓዊታ እያ። ናብ ልዕሊ 70 ቋንቋታት (እንተላይ ጥንታዊ ግሪኽን ላቲንን) ተተርጒማ፣ ኣብ ኣህጒር ኣፍሪቃ ድማ ናብ ቋንቋ ኣፍሪካኣንኛ (Afrikaans) ናይ ደቡብ ኣፍሪቃ ጥራይ እያ ተተርጒማ። ኣብ 2001 ዓ.ም ብፊልም ተዘርጊሓ። ኣብ 2011 ዝተገብረ መጽናዕቲ፡ ዓለምለኻዊ ሽያጥ መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር ኣስታት 450 ሚልየን ከም ዝበጽሐ የረድእ። መጻሕፍቲ ሃሪ ፖተር፡ ነቲ ተዳኺሙ ዝነበረ ልምዲ ንባብ መንእሰያት ኣብ ምምዕባል ዓቢ ተራ ተጻዊተን እየን።

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

ትርጉም ኣሃዱ ደስታአለም

Published እተሓትመቱሉ

2021

Pages ገጻት

215

Category: Product ID: 19877

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.