Beskrivelse
ሎሚ
- ስለምንታይ እዮም ናይ ታሪኽና ዝዓበዩ ሰባት – ብዓል ጆርጅ ዎሺንግተን፡ ፍረደሪክ ዓቢ፡ ራልፍ ዋልዶ ኤመርሰን፡ ናይ ግዜና ዕዉታት ስፖርተኛታት፡ ኣካየድቲ ዓርሞሽሽ ትካላትን ሰብ ዝናን – ንልቦና ጥንታዊ ፍልስፍና ስቶዋነት ዝስዕቡዎ? ምኽንያቱ፡ እቲ ዝኸበረ ልቦና ግዜ ዘይብልዮ ምዃኑን ፍልስፍና ኣብ ክፍሊ ኣቲኻ እትምሃሮ ዘይኮነስ ህይወትካ እተመሓየሸሉ ኣገባብ ምዃኑን ስለ ዝተረድኡ እዩ።
- ‘ሎሚ’ ካብ ፍልስፍና ስቶዋነት ዝተወስዱ 366 ዕለታዊ ኣስተንትኖታት ኣጠቓሊላ ትርከብ። ንምሉእ ዓመት ዘካይድ ካብ ዓበይቲ ፈላስፋታት ስቶዋነት ዝተወስደ መሬት ዘይወድቕ ጥቕስታት፡ ታሪኻዊ ወግዕታትን ኣእምሮ ዝቕስቅስ መረዳእታታትን ተቐሪቡልኩም ኣሎ።
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.