Skip to content Skip to footer

ሓንቲ መዓልቲ

19.99

“ሓንቲ መዓልቲ” ተባሂላ ተተርጒማላ። ብህይወት ከሎ ከምትሑዝ ወሲድካዮ ዝነበርካ ሰብ ድሕሪ ምማቱ፡ ደጊም ረኺብካ ይቕረ ኽብለልካ እትሓተሉ ዕድል ዘይምህላው መሊሱ ጭንቅናን ኣበሳና ዘብዝሓልናን ይኸውን። ንሓንቲ መዓልቲኳ ብህይወት ሃልዩ፡ ጽን ኢሉ ጣዕሳይ እንተዝሰምዓኒ፡ ይቕሬታይ እንተዝቕበለኒ ኣብዝበልናሉ ተመሊሱ መጺኡ ናይ ሓንቲ መዓልቲ ዕድል ኣለካ እንተዝብለና እንታይ ምገበርና

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

ብሚች ኣልቦም ትርጒም ሞጐስ ዑቕባሚካኤል ብርሃነ

Published እተሓትመቱሉ

2023

Pages ገጻት

136

Category: Product ID: 19830

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.