ሜላ ህይወት (Life skill)
€19.99
እዛ ብቑጡብ ቃላት ግን ከኣ ብኣዝዩ ውሕሉል ኣገላልጻ ዝተጻሕፈት መጽሓፍ፡ ኣብ ምህናጽ ናይቲ ብነብሲ ወከፍ ስብን ነብሲ ወከፍ ስድራን ዝጽሎ ምዕባለ ሕብረተሰብን ሃገርን ኣበርክቶ ከምዝህልዋ ኣይጠራጠርን፡፡
ኣብ ምምጻእ ባህራዊ ለውጢ፡ ከም ፍቱን ስራይ ኮይነን የገልግላ ንዘለዋ ቀንዲ ቀንዲ ሓሳባት ናይ « ሜላ ህይወት` ከም መበገሲ ጌራ ዝተዳለወት መጽሓፍ ያሞ፡ ኩሉ ሰብ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ተረባሕታ
ኩሉ ሰብ፡ ብፍላይ ከኣ እቶም ኣምራት «ሜላ ህይወት« ንክመሃሩ ዕድል ዘይረኸቡ ኣባላት ሕብረተሰበክረብሑላ ተባሂሉ፡ ዓበይቲ ናይ ስነ-ልቦና ምሁራት ብዘፈልፈልዎም ሓሳባት ተመላኪን ዝተዳለት ምጽሓፍ`ያ፡፡
Tilleggsinformasjon
Publisher ጸሓፊ/ት | ብመም- ዮናስ ሃብት |
---|---|
Pages ገጻት | 93 |
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.