Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ቅጫይ መን ወሲድዋ
€18.99
ኣብ ዕለም መብዛሕትኡ ሰብ ተራ ህይወት እናነበረ ውሑዳት ሰባት ግና ዝዕወትሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ልሙድ ባህልን ባህርን ደቂሰብ ውጽእ ኢልካ ናይ ምምራሽ ብቅዓት ስለዘለዎም እዩ. እዛ ቅጫይ መን ወሲድዋ:ብዝብል ኣርእስቲ ተዳልያ ዘላ ትርጉም መጽሓፍ እምበኣር ነዚ ሓቂ’ዚ ንምቅላሕ እያ እተእንፍት. ተርጎምቲ ናዛ Hvem flyttet osten min? ብግብእ ተረዲኦምን ኣርዒሞምን ኣዳልዮማ ስለዘለው :ኩሉ ሰብ ካብቲ ንኽይምዕብል ሒዝዎ ዝርከብ ሓጹር ሓሳባት ; ፍርሒን ስክፍታን ንኽወጽእ እትሕግዝ መጽሓፍ’ያ
Additional information
| Pages ገጻት | 65 |
|---|---|
| Publisher ጸሓፊ/ት | ሰፐንሰ ጆንሶን፣ ትርጉም ዮዳሂ ጴጥሮስ |
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

Reviews
There are no reviews yet.