Skip to content Skip to footer

ንፋለጥ ዲና ! (ናይ ስድራቤት ካርድ )

15.99

Tilleggsinformasjon

Kategori: Product ID: 19969

Beskrivelse

ከም ሕብረተሰብ ቡዙሕ ንዘራረብን ስምዒታትና ንገልጽ ዓይነት ሰባትን ኣይኮናን፣ እዚ ዘስዓቦ ድማ ምስ ስድራቤታትና ዘለና ጥቡቅ ዝምድና ከነስተኻኽልን ከነደልድልን ኣይካልና። ቆልዑ ብዛዕባ ስድርኦም ዝፈልጥዎ ቡዙሕ ነገር የለን፣ ወለዲ ውን ብዛዕባ ደቆም ዝፈልጥዎ ፉሉይ ነገር የለን። ነዚ ብምርዳእ ኢና ድማ እዛ ንፋለጥ ዲና እትብል ጸወታ ክንምህዛ ዝተገደድና።  እዛ ጌም ስድራና ኣጥዒና ክንፈልጥን ክንርዳእን እንዳዛነየት ክትምህረና እያ።

ከምኡ ውን ኣብዚ እዋን እዚ ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ተኽእሎታት ናይ ቡን ወግዕናን ከም ስድራቤት ሓቢርካ ናይ ምስሓቕ ልምድናን ባይታ ዘቢጡ’ዩ ዝርከብ፡ ስለዚ እምብኣር ነዚ ንስድራቤት ይኣኻኽብ’ዩ ዝበልናዮ ጸወታ ብምውናን ሞባይልኩምን ቴለቭዥንኩምን ብምጥፋእ ከም ስድራቤት ሓቢርኩም ተዛነይሉን ዝምድናኹም ኣደልድሉን።