Skip to content Skip to footer

ንፋለጥ ዲና! ( ናይ ፉቑራት ካርድስ)

15.99

Tilleggsinformasjon

Kategori: Product ID: 19970

Beskrivelse

ከም ሕብረተሰብ ቡዙሕ ንዘራረብን ስምዒታትና ንገልጽ ዓይነት ሰባትን ኣይኮናን፣ እዚ ዘስዓቦ ድማ ምስ ኣፍቀርትና ወይ መጻምድትና  ዘለና ጥቡቅ ዝምድና ከነስተኻኽልን ከነደልድልን ኣይካኣልናን። ነዚ ብምርዳእ ኢና ድማ እዛ ንፋለጥ ዲና እትብል ጸወታ ክንምህዛ ዝተገደድና።  እዛ ጌም መጻምድትና  ኣጥዒና ክንፈልጥን ክንርዳእን እንዳዛነየት ክትምህረና እያ።

ከምኡ ውን ኣብዚ እዋን ቴክኖሎጂ ብዝፈጠሮ ተኽእሎታት ናይ ቡን ወግዕናን ከም መጻምዲ ሓቢርካ ናይ ምስሓቕ ልምድናን ባይታ ዘቢጡ’ዩ ዝርከብ፡ ስለዚ እምብኣር ምስ መጻምድትና ይኣኻኽብ’ዩ ዝበልናዮ ጸወታ ብምውናን ሞባይልኩምን ቴለቭዥንኩምን ብምጥፋእ ከም ፍቅቑራት ሓቢርኩም ተዛነይሉን ዝምድናኹም ኣደልድሉን።

Omtaler

Det er ingen omtaler ennå.

Bli den første til å omtale «ንፋለጥ ዲና! ( ናይ ፉቑራት ካርድስ)»
0.0/5

Din e-postadresse vil ikke bli publisert. Obligatoriske felt er merket med *

E-mail
Password
Confirm Password