Skip to content Skip to footer

ኣይተመኽኒ

19.99

ኣይተመኽኒ

መጀመርታ ብዛዕባ ደራሲ ገለ ክብል፡
ብራያን ትረይሲ ሓደ ካብቶም ብዓለም ደረጃ ዝፍለጡ ሓያላት መደርቲ እዩ። በቶም ኣብ ውልቃዊ ዕቤት ዝሕግዙ (self-help book) ዝጽሕፎም መጻሕፍቲ እውን ብዓለም ደረጃ ካብቶም ዝፍለጡን ልዑል መሸጣ ዘለዎን ጽሓፊ እዩ። ክሳብ ሕጂ ብራያን ንልዕሊ ሓሙሽተ ሚልዮን ዝኾኑ ሰባት ካብ ዝተፈላለየ ክፋል ዓለም ዝመጹ ብቐጥታ ኣስተንህሮ ክህብ ዝበቕዐ ሓያል መዳሪ እዩ። ልዕሊ ሰብዓ ሃገራት ክበጽሕ ዝበቕዐ ሓያል ኣነቓቓሒ እወን እዩ። ብራያን ኣብ ዓውድታት ቁጠባ፡ ፍልስፍና፡ ስነ-ልቦና ታሪኽን ንግድን ኣተኲሩ ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ዘጽንዐ ዝጽሓፈ ዝመደረን እዩ። ኣብ ሃገርና ናቱ መጻሕፍቲ ካብ ዝተተርጎማ ኣነ ዝፈልጠን ጥራይ “ኣተኲሮ ዓወት፡ ናብ ሃብቲ ዘብጽሕ ስነ-ልቦና፡ 21 ግቡእ ኣጠቓቕማ ግዜ፡ ዝተቓላጠፈ ሜላታት ዕብየት” ካልእን ክንጠቕስ ንኽእል፡ ብራያን ኣብ መንእሰያት ዝገብሮ ወፍሪ ውጽኢቱ ንብዙሓት ህይወቶም ቀይርዎ እዩ።

Additional information

Publisher ጸሓፊ/ት

ብራያን ትረይሲ

Category: Product ID: 19745

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.