Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
እቲ ተኣምር
€24.99
- ኣብ ኢድካ፡ ናብ ተኣምራታዊ ህይወት ዝወስድ መገዲ ሒዝካ ኣለኻ!
- ህጻን ከለኻ፡ ‘ህይወት ተኣምር’ያ’ ብምባል ዝኣመንካዮ ዘክር! ተኣምር ናይ ህይወት፡ ሓቂ’ዩ። እኳ ደኣ ሕልፊ’ቲ ብህጻንካ ዝሓሰብካዮ ዘደንቕን ዝምስጥን’ዩ።
- ንሕልምኻ ክትነብሮ ትኽእል ኢኻ፡ ዝደለኻዮ’ውን ክህሉወካ ይኽእል’ዩ። ህይወትካ፡ ንከዋኽብቲ ክትትንክፎም ትኽእል’ያ! ንዘይርሳዕ ጉዕዞ 28 መዓልታት ምሳይ’ሞ ሰዓብ – ህይወት ከመይ ኣደናቒት ምዃና እናዳህሰስና ክንከይድ ኢና።
- ዘደንቕ ኩነተ-ህይወትና፡ ቅድሚ ክልተ ሽሕ ዓመት’ዩ ዝጅምር። ኣብ ሓደ ቅዱስ ጽሑፍ፡ ህይወት ክቕይር ዝኽእል ፍልጠት፡ ሰብ ከይሰተወዓለሉ ተሓቢኡ ጸኒሑ። እዚ ፍልጠት፡ ንልዕሊ 20 ዘመናት ተመስጢሩን መብዛሕትኦም’ቶም ዘንበቡዎ ሰባት’ውን ብጌጋ ተረዲኦሞ’ዮም
Additional information
| Pages ገጻት | 202 |
|---|---|
| Publisher ጸሓፊ/ት | ሮንዳ ባይረን ፣ ትርጉም ስዒድ ሳልሕ |
Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.

Reviews
There are no reviews yet.