Skip to content Skip to footer

ጥበብ መሸጣ

19.99

Additional information

Categories: , Product ID: 20375

Description

  • ስእለ ኣእምሮ ማለት ዳርጋ ከም ዘለዎ፣ እቲ ሰብ ዝፈጠሮ ኩሉ ውጥናት ዝንጸባረቐሉ መድረኽ’ዩ” ናፖሊዮን ሂል
  • ዕላማ እዛ መጽሓፍ፡ ካብቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ብዝያዳ ብዝቐልጠፈን ብዝቐለለን ኣገባብ መሸጣ ንምርካብ፡ ቀጥታ ክትጥቀመሎም እትኽእል ዝተፈላለዩ ሓሳባት፣ ስትራተጂታትን ኣገባባትን ንዓኻ ንምምሃር እዩ። ኣብ ዝስዕባ ገጻት ናይዛ መጽሓፍ፣ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝሓሰብካዮን ይከኣል’ዩ ትብሎ ዝነበርካን ንላዕሊ፡ ኣብ ገዛእ ነብስኻን ኣብ ናይ መሸጣ ዓውዲ ሞያኻን ዝያዳ ኣድማዒ እናኾንካ ክትቅጽል ኢኻ። ኣብ ውሽጢ ሒደት ኣዋርሕ ወይ’ውን ሰሙናት፡ ብኸመይ ንመሸጣኻን ንእቶትካን ብክልተ፡ ሰለስተ ወይ ውን ኣርባዕተ ዕጽፊ ከም እተበርኾ ክትመሃር ኢኻ።
  • እዛ መጽሓፍ ናይታ፣ The Psychology of Selling ዘርእስታ፣ ብዓለም ደረጃ ዓወት ዝረኸበት ኣስተምህሮይ፣ ብመጽሓፍ መልክዕ ዝተዳለወት ኢያ። እዛ መደብ ድሕሪ ምድላዋ፣ ናብ ዓሰርተው ሽዱሽተ ቋንቋታት ተተርጒማን፣ ኣብ ዕስራን ኣርባዕተን ሃገራት ከኣ ተገልግልን ኣላ። ኣብ ታሪኽ ካብ ዝተራእያ እታ ኣዝያ ዝበለጸት ናይ መሸጣ ስልጠና መደብ’ያ።

Reviews

There are no reviews yet.

Only logged in customers who have purchased this product may leave a review.