Skip to content Skip to footer

22.99

Tilleggsinformasjon

Publisher ጸሓፊ/ት

የማነ ኣብርሃ

Published እተሓትመቱሉ

2022

Pages ገጻት

289

Kategori: Product ID: 19855

Beskrivelse

 

 

  • መራግእቲ ማለት ዝረገአ ጸባ ኾይኑ፣ ብውሑድ ዓቐን ናብ ሓድሽ ጸባ ዝሕወስ እዩ።
  • ናይ መራግእቲ ቐንዲ ረብሓ ድማ እቲ ሓድሽ ጸባ ኣብ ሓጺር ግዜ ቐልጢፉ ክረግእን ኣብ መዓላ ክውዕልን ምግባር እዩ።
  • ረጊኡ ካብ ዝተሓቖነ ጸባ ብራሕ (ሕቋን)፣ ጠስሚ፣ ማይጨባን ኣጅቦን ከም እንረክብ ንፈልጥ ኢና።
  • ብተመሳሳሊ መገዲ፣ እዚ «መራግእቲ» ብዝብል ኣርእስቲ ተዳልዩ ቐሪቡ ዘሎ መጽሓፍ’ውን ነቲ ፈጣሪ ዝሃበናን ኣብ ውሽጢ ነፍሲወከፍና ዝርከብን ዕቑር ተፈጥሮኣዊ ዓቕምናን ፍሉይ ተውህቦናን ብዕምቈት ከም እነስተውዕሎ ብምግባር፣ ኣብ ህይወትና ቅልጡፍ ውጽኢት ምእንቲ ከነመዝግብ ልዑል ድርኺት ዝፈጥር እዩ።

Omtaler

Det er ingen omtaler ennå.

Bli den første til å omtale «»
0.0/5

Din e-postadresse vil ikke bli publisert. Obligatoriske felt er merket med *

E-mail
Password
Confirm Password