Skip to content Skip to footer

ሎሚ

25.99

Tilleggsinformasjon

Publisher ጸሓፊ/ት

ራያን ሆሊደይ፣ ስቴፈን ሃንሰልማን፣ ትርጉም ኢንጅ ቶማስ

Pages ገጻት

399

Published እተሓትመቱሉ

2024

Kategori: Product ID: 19824

Beskrivelse

ሎሚ

  • ስለምንታይ እዮም ናይ ታሪኽና ዝዓበዩ ሰባት – ብዓል ጆርጅ ዎሺንግተን፡ ፍረደሪክ ዓቢ፡ ራልፍ ዋልዶ ኤመርሰን፡ ናይ ግዜና ዕዉታት ስፖርተኛታት፡ ኣካየድቲ ዓርሞሽሽ ትካላትን ሰብ ዝናን – ንልቦና ጥንታዊ ፍልስፍና ስቶዋነት ዝስዕቡዎ? ምኽንያቱ፡ እቲ ዝኸበረ ልቦና ግዜ ዘይብልዮ ምዃኑን ፍልስፍና ኣብ ክፍሊ ኣቲኻ እትምሃሮ ዘይኮነስ ህይወትካ እተመሓየሸሉ ኣገባብ ምዃኑን ስለ ዝተረድኡ እዩ።
  • ‘ሎሚ’ ካብ ፍልስፍና ስቶዋነት ዝተወስዱ 366 ዕለታዊ ኣስተንትኖታት ኣጠቓሊላ ትርከብ። ንምሉእ ዓመት ዘካይድ ካብ ዓበይቲ ፈላስፋታት ስቶዋነት ዝተወስደ መሬት ዘይወድቕ ጥቕስታት፡ ታሪኻዊ ወግዕታትን ኣእምሮ ዝቕስቅስ መረዳእታታትን ተቐሪቡልኩም ኣሎ።