Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ሓንቲ መዓልቲ
€19.99
«ሓንቲ መዓልቲ» ተባሂላ ተተርጒማላ። ብህይወት ከሎ ከምትሑዝ ወሲድካዮ ዝነበርካ ሰብ ድሕሪ ምማቱ፡ ደጊም ረኺብካ ይቕረ ኽብለልካ እትሓተሉ ዕድል ዘይምህላው መሊሱ ጭንቅናን ኣበሳና ዘብዝሓልናን ይኸውን። ንሓንቲ መዓልቲኳ ብህይወት ሃልዩ፡ ጽን ኢሉ ጣዕሳይ እንተዝሰምዓኒ፡ ይቕሬታይ እንተዝቕበለኒ ኣብዝበልናሉ ተመሊሱ መጺኡ ናይ ሓንቲ መዓልቲ ዕድል ኣለካ እንተዝብለና እንታይ ምገበርና
Tilleggsinformasjon
Publisher ጸሓፊ/ት | ብሚች ኣልቦም ትርጒም ሞጐስ ዑቕባሚካኤል ብርሃነ |
---|---|
Published እተሓትመቱሉ | 2023 |
Pages ገጻት | 136 |
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.