Skip to content Skip to footer

መጽሓፍ ቅዱስ ንህጻናት

19.99

Tilleggsinformasjon

Pages ገጻት

260

Publisher ጸሓፊ/ት

ዲ. ነጸረኣብ ብርሃነ ሃይለ

Published እተሓትመቱሉ

ለንደን 2022

Utsolgt

Beskrivelse

ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን «ንቆልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣላምዶ እሞ ምሉእ ሕይወቱ ካብኣ ኣይከልግስን እዩ፡፡» (ምሳሌ 22:6) ኢሉ ከምዝጸሓፈልና፤ እዛ መጽሓፍ ህጻናት ጿቅና ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝርከብ ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ታሪኻት መላለዪ ክትኮኖም’ሞ፤ ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቡቕ ዝኾነ ዝምድና ኣብ ምምስራት ሓጋዚት ክትከውን ትምኒተይ ኢዩ።