Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ምህናጽ ንብስ ምትእምማን
€24.99
- ምህናጽ
- ደቂ-ሰብ፡ ዘለዎም ሓሳባት ካብ ግምታቶም፡ እምንቶታቶምን ከምኡ’ውን ዘዋህልሉዎ ፍልጠት ዝመጽእ እዩ። እዚ ከኣ ኲሉ ቅኑዕን ሓቅን’ዩ ማለት ኣይኮነን። ስለዚ’ዩ ኸኣ ነብሰ-ምትእምማን ሰባት፣ ካብን ናብን ዝፈላለ። ገለ ሰብ፡ ነዚ ቅኑዕን ሓቅን ዘይኮነ ክኣልዮን ከማሓይሾን እንከሎ፡ ገለ ከኣ ንዕኡ ዓቂቡ ጥራይ ብምቕጻል ክነብር ይጽዕር።
Tilleggsinformasjon
Pages ገጻት | 208 |
---|---|
Publisher ጸሓፊ/ት | ስዒድ ሳልሕ |
Published እተሓትመቱሉ | 2022 |
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.