Skip to content Skip to footer

ቅጫይ መን ወሲድዋ

18.99

ኣብ ዕለም መብዛሕትኡ ሰብ ተራ ህይወት እናነበረ ውሑዳት ሰባት ግና ዝዕወትሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ልሙድ ባህልን ባህርን ደቂሰብ ውጽእ ኢልካ ናይ ምምራሽ ብቅዓት ስለዘለዎም እዩ. እዛ ቅጫይ መን ወሲድዋ:ብዝብል ኣርእስቲ ተዳልያ ዘላ ትርጉም መጽሓፍ እምበኣር ነዚ ሓቂ’ዚ ንምቅላሕ እያ እተእንፍት. ተርጎምቲ ናዛ Hvem flyttet osten min? ብግብእ ተረዲኦምን ኣርዒሞምን ኣዳልዮማ ስለዘለው :ኩሉ ሰብ ካብቲ ንኽይምዕብል ሒዝዎ ዝርከብ ሓጹር ሓሳባት ; ፍርሒን ስክፍታን ንኽወጽእ እትሕግዝ መጽሓፍ’ያ

Tilleggsinformasjon

Pages ገጻት

65

Publisher ጸሓፊ/ት

ሰፐንሰ ጆንሶን፣ ትርጉም ዮዳሂ ጴጥሮስ

Kategori: Product ID: 19766