Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
ገለ በለኒ ዓርከይ
€18.99
ገለ በለኒ ዓርከይ .
ዓርኪ ዘይደሊ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን። ዓርኪ ከመይ ክኸውን ኣለዎ ግን ኩላትና ክንፈልጦ ዘለና ጉዳይ እዩ። ኣብ ሽግርን ሓጎስን ኣብ ጎንና ደው ዝብል’ዩ ሓቀኛ ዓርኪ ዝመስለና።
ኣብዛ መጽሓፈይ ክገልጾ ዝደለኹ ዓርኪ ግን ፍልይ ዝበለ እዩ።
Tilleggsinformasjon
Pages ገጻት | 109 |
---|---|
Publisher ጸሓፊ/ት | ዮንስታን ብርሃነ |
Published እተሓትመቱሉ | 2015 |
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.