Skip to content Skip to footer

5 መትከላት ሂወት (ብጂም ሮን)

20.99

Tilleggsinformasjon

Publisher ጸሓፊ/ት

ትርጉም፡ የማነ ኣብርሃ ገብረኣብ

Kategori: Product ID: 20220

Beskrivelse

 ንውጽኢታትካ መርምሮም

  • ውጥንና፣ ፍልስፍናና፣ ኣጠማምታና፣ ጻዕርታትና ወይ ንጥፈታትና ምምሕያሽ ከም ዘድልዮምን ከም ዘየድልዮምን ንምስትውዓል፣ ዓሰርተ ዓመታት ምጽባይ ኣየዋጽኣናን እዩ። ሸለል ምባልን ምድንጓይን ብዙሕ ዋጋ ከኽፍሉና ይኽእሉ እዮም።
  • ምዕባለ ወይ ዕብየት ብስሩዕ ኣገባብ ክዕቀን ይግባእ። ኣብ ልዕሊ’ቶም ቀንዲ መግለጽታት መዳያት ህይወትና እዋናዊ መርመራ ምግባር፣ ናይ ሓደ ሓላፍነታዊ ዝኾነ ኣተሓሳስባ መምዘኒ እዩ። ክንደይ ዝኣክል ንውጽኢታትና ክንምርምሮም ይግባእ ዝብል ሕቶ፣ ክንደይ ዝኣክል ርሕቀት ክንጓዓዝ ድልየት ኣሎና ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ዝምርኰስ እዩ። ጉዕዞና ብዝነውሐ ቁጽሪ፣ ንውጽኢታትና ዝያዳ ደጋጊምና ምምርማር ከድልየና እዩ። እንጓዓዞ ርሕቀት ቀረባ እንተ ኾይኑ፣ ብዝተወሰነ መጠን
    ካብ መስመር ምውጻእና ዘምጽኦ ለውጢ ኣይህሉን እዩ። ይኹን እምበር ዕላማና ነዊሕ ርሕቀት ምጓዓዝ እንተ ኾይኑ፣ ንእሽቶ ጌጋ ምፍጻም ካብ ሸቶታና ብብዙሕ መጠን ከም እንርሕቕ ክገብረና ይኽእል እዩ። ነዚ ንእሽቶ ጌጋ ደንጒና እንተ’ስተውዒልናሉ፣ ናብ’ቲ ዝነበርናዮ ቅኑዕ ኣንፈት ንምምላስ በርቲዕካ ምስራሕ ከድልየና እዩ። ምስ ምንዋሕ ግዜ፣ ናብ’ቲ ቅኑዕ መገዲ ናይ ምምላስ ድልየትና’ውን ክንኪ እዩ። ከም
    ውጽኢቱ ድማ ነቲ እንረኽቦ ንእሽቶ ውጽኢት ብምቕባል፣
    ንሕልምታትና ክንጥንጥኖም ንኽእል ኢና
  • 5 መትከላትህይወት

Omtaler

Det er ingen omtaler ennå.

Bli den første til å omtale «5 መትከላት ሂወት (ብጂም ሮን)»

Din e-postadresse vil ikke bli publisert. Obligatoriske felt er merket med *

E-mail
Password
Confirm Password