Add to WishlistRemove from Wishlist
Add to Wishlist
7 ባህርያት ዕዉታት መንእሰያት
€24.99
ዕውት ንምዃን ኣብ ውሽጢ መስተያት ካብ እትርእዮ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምስሊ ጀምር
» እዛ መጽሓፍ
ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ጽቡቕ ንኽስመዓካ
ብዛዕባ ገዛእ-ርእስኻ ዘሎካ ሕማቕ ርድኢት ንኽትፍትሽ
ካብ ወልፍታት ንኽትእለ
ባዕልኻ ንባዕልኻ ደው ንኽትብል
ወልፍታት ንኽትእለ
ውጽኢታውያን ዝኾኑ ውሳነታት ንኽትወስድ
ንዝጀመርካዮ ዕዮ ብጽንዓት ናይ ምዝዛም ሓቦ ንኸተጥሪ
ኣብ ጽንኩር እዋን ሓያል ኴንካ ንኽትርከብ
ምስ ብጾትካ ዘሎካ ዝምድና ንኸተመሓይሽ
ንሰባት ናይ ምስማዕ ክእለትካ ንኸተዕቢ
ንውድቀትካ ናብ ዓወት ንምቕያር መታን ክትክእል …. ወዘተ ክትሕግዘካ’ያ !
Tilleggsinformasjon
Vekt | 250 kg |
---|---|
Dimensjoner | 19 × 12 × 19 cm |
Pages ገጻት | 208 |
Publisher ጸሓፊ/ት | ሲን ኮቬ, ትርጉም፣ ጎይትኦም ሳህለ |
Published እተሓትመቱሉ | መስከረም 2020 |
Omtaler
Det er ingen omtaler ennå.